Description
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብዝዉውር ወይ ብቁፃር ክቆፅር ስለዝደለየ ኣብታሕቲ ዘሎ ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ እናገለጽና ዝርዝሩ ድማ ከምዝስዕብ ይከዉን
-
ብማናጅመንት ብቆንቆ ብጆርናሊዝም ብሶሶሎጂ ሕጊ ወይ ድማ ተመሳሳሊ ዲፕሎማ ኮይኑ coc ፈተና ዝሐለፈ/ት
-
10ተ2 አግባብ ዘለዎ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
ዲፕሎማ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሐቶ መሰረት ሞያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 5ተ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
ብተወሳኪ
-
ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ዋ
-
ናይ መንግስቲ ፖሊሲን ስትራተጅን ክፍፅም ድልዊ ዝኮነ ት
-
ሪፖርት ምጥማር ን ምትሕብባርን ክእለት ዘለዎ ዋ (ቅድሚያ ንዝዉውር ዕብየት ቁፃር)
መተሓሳሳቢ
-
ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዙ ዛይቐርብ
-
መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቆፅሪ 107
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 25/11/06 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ ሰዓት