Kedamay Weyane sub city Civil service office

Description

ብማነጅመንት ኣግሪካልቸእራል ኢኮኖሚክስ ሳሾሎጂ ተወሳኪ ሞያ መሰረታዊ ኮምፒተር ክእለትን ስርዓተ ፆታን ፖሊስን ስትራጂ ግንዛበን ዘለዎን አብምልዓዓልን ምዉዳብን ልምዲ ዘለዎ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ን 1ይዲግሪ 7ተ ዓመት

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ /ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን