Tigray Environmental Protection, Land Use and Administration Agency

Description

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት 4ይ ክፍሊ ዝወደአ፣ 1ይ ብርኪ ፍቃድ መዘወሪ፣ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን።