Description
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም
ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ
ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ
6ዓመት ንብኤ/4ዓመት ንኤም
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሐሳሰቢ
-
ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ
-
ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ
-
ኣብ ተራ ቁፅሪ 7ን 8 |ተጠቀሱ ስራሕ መደብ ናይ 2004፤2005 ዓ/ም ምሩቃት መመረቂ ነጥቢ ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንደቂ ተባዕትዮ 2.5 ልዕሊኡን ከምኡውን ዘይብሉ ምኻኑ መረጋገፂ ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ምምሕዳር ከቅርብ ዝክእል
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጥቃ ዝርከብ ናይ ጉደኣት ኩናት ትገራይ ሓዱሽ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣመራርሓ ልምዓት ሓይሊ ሰብን
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም