Rackmint system PLC

Description

ራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊÂ

Educational Requirements

  • 10+1 ልዕሊኡን

Desired Skills

  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ(ግእዝን ኢንግሊዝኛን ናይ ምፅሓፍ ክእለት ከምኡዉን ናይ ኢንተርኔት አጠቃቀማ ክእለት ዘለዎ) ዓይነት ትምህርቲ ኣይፈልን

Experience Requirements

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ይምረፅ

How to apply

  • ናይ ምዝጋበ እዋን ካብ 20/03/2010 ዓም ክሳብ 25/03/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ግዘÂ አድላዮ መረዳእታ ትምህርቲ (ሰርትፍኬት) ብ Email ኣድራሻና info@rackmintsys.com ብምልኣክ ብተወሳኪ እዉን http://milkta.com/tg/jobs/1904 ምምዝጋብ ከምትክእሉ እዉን ነተሓሳስብ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብስልኪ ድዊልና ነፍልጦም ምኮና ንሕብር
  • ኣድራሻ :መቀለ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ህንፃ ብሎክ ረ(E) ገዛ ቁፅሪ 314
  • ስልኪ ቁፅሪ 0344411006