Description
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ
Desired Skills
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :Â ኮምፒተር ሳይንስ : ኣይ .ሲ .ቲ. : ሶፍትዌር ሃርድዌር ኢንጂነሪንግ
Experience Requirements
ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 4ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 2ተ ዓመት
How to apply
- ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ