Description
ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
Educational Requirements
- ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን በኤሌክትሪሲት ናይ ቴክኒክ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ :Â COC ዝሐለፈ
- ላዕለዋይ በኤሌክትሪክስቲ ናይ ቴክኒክ ብዲፕሎማ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ወይ ብብርኪ IV ዝተመረቐ :Â COC ዝሐለፈ
Desired Skills
ኤሌክትሪክሲቲ ዝተመቐ
Experience Requirements
7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲÂ
How to apply
- ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 18/11/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 26/ 11/2009 ዓም
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ
- ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዘገቡ ትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብÂ