Tigray Agricultural Research Institute

Description

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

Educational Requirements

BSc

Desired Skills

ብማሕበር ኢኮኖሚ Socio economics  ዝተመረቀ/ት  BSc ተመረቀት ንደቂ ተባዕትዩ GPA 3.0 ልዕሊኡን ንደቂ ኣንስተዩ 2.75 ልዕሊኡን ኮይኑ

Â

Experience Requirements

ዐ ዓመት ስራሕ ልምድ BSc

Â

How to apply

  • ንኩሎም ስራሕ መደባት እንተተረኪቡ ቅድሚ BSc ይምረፅ :: ናይ BSc ናይ MSc ሙያ ት/ቲ ሐደ ዓይነት ክከዉን አለዎ ናይ BSc ድማ 3.00 ልዕሊኡን ክከዉን ይግባእ:: ናይ MScመሃያ ናይ ምርምር ስኬል መሰረት ዝከዉን
  • መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ኣግባብ ዘለዎ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ንከቅርቡ ነተሐሳስብ
  • ምዝገባ ቦታ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 16
  • ምዝገባ ዕለት : ካብ 7/9 /2009 ዓም ክሳብ 11 /9 /2009 ዓም
  • ፈተነ ዝወሃበሉ ዕለት: ብምልክታ ክግልፅ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል
  • ናይ ስራሕ ቦታ : Â ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ