Description
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
Educational Requirements
BSc :Â MSc
Desired Skills
ብኣሕምልትን ፍረምረን Horticulture BSc ተመረቀት ንደቂ ተባዕትዩ 3.0 ልዕሊኡን ንደቂ ኣንስተዩ 2.75 ልዕሊኡን ኮይኑÂ
MSc GPA 3 ልዕሊኡንÂ
Experience Requirements
 ዐ ዓመት  ስራሕ ልምድ BSc
MSc GPA 3 ልዕሊኡን ኮይኑ ኣብ ምርምር 2ተ ዓመት ልዕሊኡን ዝሰርሐትÂ
How to apply
- ንኩሎም ስራሕ መደባት እንተተረኪቡ ቅድሚ BSc ይምረፅ :: ናይ BSc ናይ MSc  ሙያ ት/ቲ ሐደ ዓይነት ክከዉን አለዎ ናይ BSc ድማ 3.00 ልዕሊኡን ክከዉን ይግባእ::  ናይ MScመሃያ ናይ ምርምር ስኬል መሰረት ዝከዉን
- መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ኣግባብ ዘለዎ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ንከቅርቡ ነተሐሳስብ
- ምዝገባ ቦታ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 16
- ምዝገባ ዕለት : ካብ 7/9 /2009 ዓም ክሳብ 11 /9 /2009 ዓም
- ፈተነ ዝወሃበሉ ዕለት: Â ብምልክታ ክግልፅ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል
- ናይ ስራሕ ቦታ : Â ኣብ ዝተመደበሉ ቦታÂ