Description
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ
Educational Requirements
ዲግሪ : 2ይ ዲግሪ
Desired Skills
ላብራሪ ሳይንስ : ላይብራሪና ኢንፎርሜሽን ሳይንዝ ዝተመረቀ
Experience Requirements
ዲግሪ 3 ዓመት : 2ይ ዲግሪ 1 ዓመት
ብኣፈፃፅማ መምረሒ አተሓሓዝ አግባብነት ልምዲ ስራሕ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 6 /2008 ምስቲ ደክመንቴሽን ስራሐቲ ዝተኣሳሰሩ ስራሕቲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
How to apply
- ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 1/ 9/2009 ክሳብ 7/9/2009 ዓም
- ፈተና ዝዉሃበሉ ብምልክታ ይግለፅ
- ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ጊዜ ክትምዘገቡ ትክእሉ ምክንኩም ነተሓሳስብ