Description
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ
Â
Educational Requirements
4ይ ክፍሊ ዝወደአ ኮይኑ 3ይ ብርኪ መዘወሪ ወይ ታክስ /ታ-2/ ዘለዎÂ
Desired Skills
4ይ ክፍሊ ዝወደአ ኮይኑ 3ይ ብርኪ መዘወሪ ወይ ታክስ /ታ-2/ ዘለዎÂ
Experience Requirements
0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኮይኑ ጥራሕ ልምዲ ዘለዎ ግና ተመራፂ ይከዉን
How to apply
መተሓሳሲቢ
- ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቀርቡ
- ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 24 /8/2009 ዓም ክሳብ 4 /09 /2009 ናይ ስራሕ መዓልቲ
- ኣድራሻ ፊት ለፊት ማረት እትዉ ኢልካ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 37Â