Description
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ-ህዝቢ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መደብ ሮቓሒ ተማልኡ ንክትወዳዲሩ ቡዘይ ምልክታ ይዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ
- 6ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
- 5ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
- 4ይ ክፍሉ ዘጠናቐቐ
ስራሕ ልመዲ
- 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
- 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
- 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሓሳሰቢ
ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
- ተወዳደርቲ ዘለዎም ትምህርቲ መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒ ከቕርቡ ይግባእ
- ተወዳደርቲ ስርዝር ዝህብዎ ዝደልዩ ተወዳኪ መረዳእታት ከተሓሓዝ ይካእል እዩ
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ፋይንንስ ቁፅሪ 1-6
- ናይ ምዝገባ ዕለት ክሳብ 08/07/2006 ዓ/ም
- ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ነፍልጥ ኢና