Tigray Plan and Economic Development Bureau

Description

ተደላይይ ኽእለት

ትምህርቲ ደረጃ

  • ብስርቲፊኬት (10+2)
  • ብዲፕሎማ
  • ላዕለዋይ ዲፕሎማ

ስራሕ ልምዲ

  • 9 ዓመት ስ/ልመዲ
  • 7 ዓመት ስ/ልመዲ
  • 5 ዓመት ስ/ልመዲ

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

መተሐሳሰቢ፤

ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ረቛሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ እናዓደምና

  1. ተወዳደርቲ ዘለዎም ትምህርቲ መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ይግባእ ብተወሳኪ ብቅዓት መረጋገፂ ሲኦሲ ዝምልከተኩም ክተቕርቡ ንሓትት

  2. ተወዳደርቲ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ክእለት ቀጥታን ተዘዋዋርን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ

  3. ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ት/ፋይናንስ ቁፅሪ 1-12

  4. ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 02/07/2006 ክሳብ 10/07/2006

  5. ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ክልጠፍ እዩ።