Description
ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
BA
Desired Skills
ሳፕላይ ማናጅመንት : ማናጅመንት ማርኬቲንግ : ኢኮኖሚክስ
Experience Requirements
ብዉሑዱ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ኣብ ትራንስፖርት ዝሰርሕ ይምረፅ
How to apply
- መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
- ካብ ዕለት 15/3/09 – 20/3/09 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል