Tigray Development Association

Description

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ዲፕሎማ / ዲግሪ ብአካዉንቲንግÂ ወይም ተዛመድቲ ትምህርቲ ዓይነት

Desired Skills

ፕችተሪ ክአለትን ሰርትፍኬት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርትፍኬትን ዘለዎ

Experience Requirements

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲፐሎማ 6 ዓመት ንዲግሪ 4 ዓመት

How to apply

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07 /12/ 2008 ዓም ክሳብ 12/ 12 /2008 ዓምÂ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ብምሓዝ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ምምዝጋብ ትክእሉ

ካብ 2 :30 ክሳብ 11:00

ፈተና ዝወሃበሉ ግዘ ግምልክታ ክግለፅ ዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 093888322