Description
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
-
4ይ ክፍሉ ዝወደኣ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ዕጡቅ ዝኮነ ቅድሚያ ይወሃቦ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5
-
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 07/06/2006 ክሳብ 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት
-
መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 14/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ