Description
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
ናይ ቀደም 10ይ ክፍሊ ዝወደአ
ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ
ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ / ብሓደሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10 ክፍሊ ዝወደአ
Desired Skills
ናይ ቀደም 10ይ ክፍሊ ዝወደአ
ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ
ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ / ብሓደሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10 ክፍሊ ዝወደአ
ናይ ኮምፒተር ምፅሓፍ ክእለት ዘለዎ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
Experience Requirements
4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
2 ዓመት
0 ዓመት
How to apply
- ናይ ት/ትን ስራሕ ልምዲን መረዳእታን ዋንኡን ዘይምለለስ ፎቶ ኮፒን
- መመዝገቢ ዕለት ካብ 26/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 3/09/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ
- መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ፀጥታን ምምርን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 35
- ናይ ፈተና እዋን ብምልክታ ክግለፅ እዩ