Latest Jobs in Tigray ብኩሎም ቋንቋታት Page 1386
ማ/ከ/ሓበሬታ
Tigray Culture and Tourism Agencyኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
-
ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ
ጀ/ከ/ሓበሬታ
Tigray Culture and Tourism Agencyኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
-
ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 4+ዓመት ንማስተር 2 ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ
ፀሓፊትን ንብረት ምምሕዳርን
Tigray Culture and Tourism Agencyኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
- ብሰክራታርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ህኋሀ ምምሕዳርን ካብ ቴክኒክን ሙያን ብዲፕሎማ ወይም 1የ ዲግሪ 6+ዓመት ዝሰርሐ/ት
ፀሐፊ
Flint Stone Engineeringፍሊንትስቶን ኢንጅነሪንግ በመቐለ ዩኒቨርስቲ ዋናው ግቢ ላለው ፕሮጀክት ሰራተኞችን ኣወዳድሮ መቅጠር ይፈልጋል።
ፆታ ሴት
የስራልምድ ኣንድ ኣመት በጵህፈት ስራ
ኪኢላ ዕደጋ
Tigray Leadership Instituteኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
ትምህርቲ ደረጃ
ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን
ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ
ቀደማ ዲግሪ 6+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ካልኣይ ዲግሪ 4+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
Engineering Geologist III
Relief Society TigrayRelief Society of Tigray seeking for qualify individual to fill the following position
B.Sc degree in Geology
10 years experience
Soil And Water Conservation Senior Expert II
Relief Society TigrayRelief Society of Tigray seeking for qualify individual to fill the following position
B.Sc/M.Sc in Soil and related field
Required work Experience
8 years for BSc and 6 years for Msc
መጋባእያ ፀሓፊ
Tigray High Courtላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ።
ዲግሪ
ሕጊ ወይ ማናጅመንት
ኪኢላ ች/ትራንክራይቭር
Tigray High Courtላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ።
ዲግሪ
ኣይቲ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ኮምፒተር ሳይንስ
ሓላፊ መምርሒ ዕድጊትን ቐረብን
Tigray Urban Development and Housing Agencyኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ
ት/ቲ ደረጃ
- ቢ.ኤ
- ኤም.ኤ
ዓይነት ሞያ
- ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን
ስራሕ ልምዲ
- 6 ዓመት ቢ.ኤ
- 4 ዓመት ንኤም.ኤ
መብርሂ
- ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ