ዕደጋ ኦፊሰር
Tigray Youth and Sport Bureau ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን ደረጃ ትምህርቲ ዲግሪ ተደላይ ክእለት ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ
Read More ጅንየር ኤሌክትርሻን
Mekelle Water Supply Office ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት ዓይነት ትምህርቲ Electricity Electro mechanics ደረጃ ትምህርቲ ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት
Read More ሲቪል መሃንዲስ
Tigray Construction Road and Transport Bureau ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)
Read More ገንዘብ ያዥ
Yoki plast Industry PLC ድርጅታችን ዮኪ ፕላስት ንግድና ኢንዱስትሪ ኋ/የተ/የግ/ማህበር ከዚ በታች በተጠቀሰው ክፍት የሰራ መደብ ሰራተኛ ኣወዳድሮ መቅጠር ይፈልጋለ ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1 ዓመት የስራ ልምድ 10+2 ብኣካውንቲንግ 2 ዓመት የስራ ልምድ 10+1 ብኣካውንቲንግ 2ዓመት የስራ ልምድ ልዩ ችሎታ ኮምፒተር
Read More ኣካውንታት ደረጃ 4
Tigray Water Works Enterprise ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
Read More ሳይት ሎጂስቲክስ
Tigray Water Works Enterprise ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ
Read More ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን
Tigray Water Works Enterprise ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ
Read More ሲነር ኦዲተር
Tigray Labor and Social Affairs Bureau ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
Read More በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
Tigray Labor and Social Affairs Bureau ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም ተደላይይ ክእለት 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት
Read More ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
Tigray Labor and Social Affairs Bureau ንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ። ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ
Read More