infrastructure expert
የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልምዓት ቢሮመግለጫ
ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ማሕበረሰብ ስራሕቲ (public works) መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
የትምህርት ደረጃ
በሕርሻ ምህንድስና (agro engineering )
ተፈላጊ ችሎታ
ኮምፒተር ክእለት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ሓመድን ቶኒክ ዲዛይን ክእለት GIS ዘለዎ ይምረፅ
ስራ ልምድ
ዲግሪ 8 ዓመት ሰራሕ ልመዲ
በማስተር 6 ዓመት
How to apply
መዝገባ: ካብ 18 /05/ 2008 ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት
ምዝገባ ቦታ: ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ደ ከ ስ አመራሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 003
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት :ስክሪን ምግባር ምስተወደአ በካልእ ምልክታ ይግለፅ
ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ: ኣብ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን
ዓይነት ዝወሃብ ፈተና :ናይ ፅሑፍ ፈተና 100%
ፍሉይ ድጋፍ ዘድልዮም ብመሰረት መምርሒ ይተባብዑ
ከቅርብዎ ዝግባእ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን
Share this Post: