| ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | infrastructure expert |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጥሪ 20, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ማሕበረሰብ ስራሕቲ (public works) መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | በሕርሻ ምህንድስና (agro engineering ) |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኮምፒተር ክእለት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ሓመድን ቶኒክ ዲዛይን ክእለት GIS ዘለዎ ይምረፅ |
| ስራ ልምድ | ዲግሪ 8 ዓመት ሰራሕ ልመዲ በማስተር 6 ዓመት |
| How to apply | መዝገባ: ካብ 18 /05/ 2008 ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ቦታ: ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ደ ከ ስ አመራሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 003 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት :ስክሪን ምግባር ምስተወደአ በካልእ ምልክታ ይግለፅ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ: ኣብ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ዓይነት ዝወሃብ ፈተና :ናይ ፅሑፍ ፈተና 100% ፍሉይ ድጋፍ ዘድልዮም ብመሰረት መምርሒ ይተባብዑ ከቅርብዎ ዝግባእ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን |