ፀሓፊትን ካሸርን

የመቐለ ህንፃ መሳሪያ ገበያ ማእከል
መግለጫ

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን

ተፈላጊ ችሎታ

 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን

ስራ ልምድ

 ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ከሳብ 02/09/2011 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእከል፣ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 211 ብሎክ መ/D

 0914-704984

Share this Post:
መመለስ