| ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊትን ካሸርን |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን |
| ተፈላጊ ችሎታ | 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን |
| ስራ ልምድ | ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ከሳብ 02/09/2011 ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእከል፣ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 211 ብሎክ መ/D 0914-704984 |