ሲኒየር ኦዲተር
የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮመግለጫ
ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቼዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት
ተደላይይ ክእለት
-
መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቀ፣ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
-
ካልኣይ ዲግሪ/ማስተርስ/ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
-
ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/04/2006 – 14/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ።
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር።
Share this Post: