| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሲኒየር ኦዲተር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ታሕሳስ 14, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 27-7-3 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቼዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት ተደላይይ ክእለት
|
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/04/2006 – 14/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ። ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር። |