ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊስር

የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ቢሮ
መግለጫ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብታሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ።
Share this Post:
መመለስ