ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊስር |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ጉንበት 5, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብታሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ። |