ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር

የትግራይ ስራ ኣመራር ኢንስቲትዩት
መግለጫ
ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብኣካውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልት አለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
Share this Post:
መመለስ