ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መጋቢት 19, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ መጋቢት 22, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 25-3-4 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብኣካውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልት አለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ |