ሲነር ኦዲተር

የትግራይ ስራ ኣመራር ኢንስቲትዩት
መግለጫ
ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብቲ ናይ መንግስት ፋይናንስን ምምሕዳርን ክእልት ዘለዎ/ዋ ብናይ መንግስቲ መምርሕታትን ኣዋጃትን ኣሰራርሓ ቡቕዕ ስለጠና ዘለዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ኦዲት ስራሕ ብዝግባእ ዝፈልጥ ብኣከዋውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 7 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
Share this Post:
መመለስ