| ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሲነር ኦዲተር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መጋቢት 19, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ መጋቢት 22, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 25-1-5 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብቲ ናይ መንግስት ፋይናንስን ምምሕዳርን ክእልት ዘለዎ/ዋ ብናይ መንግስቲ መምርሕታትን ኣዋጃትን ኣሰራርሓ ቡቕዕ ስለጠና ዘለዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ኦዲት ስራሕ ብዝግባእ ዝፈልጥ ብኣከዋውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 7 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |