ኤለክትሪሻን

ቃላሚኖ ልዩ ሁለታኛ ደረጃ ት/ቤት
መግለጫ

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ ኤለክትሪሲቲ ወይም ተዛማዲ

ተፈላጊ ችሎታ

ኮምፒተር ክእለት

ስራ ልምድ

ብቀጥታ 2 ዓመት

How to apply

ምዝገባ ካብ 17 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 22 /02/ 2009ዓም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ሒዝክም ብምምፃእ ምምዝጋብ ትክእሉ

ተወሳኪ ሓበሬታ 0938883229

Share this Post:
መመለስ