| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኤለክትሪሻን |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ ኤለክትሪሲቲ ወይም ተዛማዲ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኮምፒተር ክእለት |
| ስራ ልምድ | ብቀጥታ 2 ዓመት |
| How to apply | ምዝገባ ካብ 17 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 22 /02/ 2009ዓም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ሒዝክም ብምምፃእ ምምዝጋብ ትክእሉ ተወሳኪ ሓበሬታ 0938883229 |