ጀማሪ አሰልጣኒ

የትግራይ ክልል ቴክኒክ ሞያና ትምህርትን ስልጠናን ቢሮ
መግለጫ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ንዝተጣየሻ ሓደሽቲ መሰልጠኒታት ዘምህር አሰልጣኒ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ

ተፈላጊ ችሎታ

ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ

ስራ ልምድ

0

How to apply

ስራሕ ቦታ

ሓዉዜን

ሰሓርቲ ሳምረ

ሰለክለካ

ማይፀብሪ እናዳባጉና

ሃገረሰላም

ወልቃይት

ራማ

አፅቢ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ቴሞት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራሓ ሓይሊ ሰብ መመዝገቢ ዕለት 10ተ ተከታተልቲ መዓልትታት ኮይኑ ካብ 04- 17 /12 /2008 ዓም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕልት ብምልክታ ይግለፅ

ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታን ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒን ምቅራብ የድሊ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 41 99 05

Share this Post:
መመለስ