ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ጀማሪ አሰልጣኒ |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ነሓሰ 4, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 |
ቦታ | ዝተፈላለየ ቦታ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ንዝተጣየሻ ሓደሽቲ መሰልጠኒታት ዘምህር አሰልጣኒ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ |
ተፈላጊ ችሎታ | ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ |
ስራ ልምድ | 0 |
How to apply | ስራሕ ቦታ ሓዉዜን ሰሓርቲ ሳምረ ሰለክለካ ማይፀብሪ እናዳባጉና ሃገረሰላም ወልቃይት ራማ አፅቢ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ቴሞት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራሓ ሓይሊ ሰብ መመዝገቢ ዕለት 10ተ ተከታተልቲ መዓልትታት ኮይኑ ካብ 04- 17 /12 /2008 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕልት ብምልክታ ይግለፅ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታን ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒን ምቅራብ የድሊ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 41 99 05 |