ሲነር አካዉንቲንግ

ዶ/ር ተወልደ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ
መግለጫ

ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ናይ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

1ይ ዲግሪÂ Â

ተፈላጊ ችሎታ

ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊ ኾይኑ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ

ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ

ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ

ስራ ልምድ

6 ዓመት

How to apply
  • ዋና Original ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVን
  • ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 26/08/2008 ክሳብ 2/09/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሐበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
  • ኣድራሻና ኣብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥቃ እንዳጋብር ቤቴክርስትያን
  • ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
መመለስ