ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 08 /04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት10/04/2012ዓ/ም ዕለት 13/04/2012ዓ/ም  ሰዓት 03፡00 ፀኒሑ 13/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15