ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 22 /03/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡30ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15