የዓዲግራት ከተማ ዉሃ ኣቅርቦት ፅህፈት ቤት

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8/ 03 /2008 ክሳብ 27 /03 /2008 ዓም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27 /03/ 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ  ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 451566 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል