ትግራይ የውሃ ስራዎች ጥናት, ዲዛይንና ቁጥጥር ድርጅት

  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
  2.  ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN  ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
  3.  ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
  4.  ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል::
  5.  ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 30 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
  6.  ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 09 /3/ 2008   -   23/3/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
  7.   ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

 ንተወሳኺ   ሓበሬታ  ብስቑ 0344418556  ወይም  0914786075 ምርካብ  ይካአል  እዩ::