1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን
3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ
5 መኸበሪ ጨረታ 300000.00 ኮይኑ 1000000.00 ብስፒኦ ምስቲ ናይ ጨረታ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ 4ተ ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ከቅርቡ ዝክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዟመልእዎ ማህተም ፌርማ ክህልዎ ይግባእ
8 ካብ 07/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይካኣል
9 ጨረታ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 30 መዓለቲ ይካዉን
11 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77