1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርቡ ዝኽእሉ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ ትኽእሉ፤
2 ብናይ ንግዲን ኢንድስትሪን ረቃሒ መሰረት ደረጃ 4ተ ዘማላእኩምን ብዉልቀ ወይ ብማሕበር ዝተወደብኩም
3 እቲ ጋራጅ ኢንሽራንሽ ከቅርብ ዝክእል
4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታ እውን ከቅርብ ይግባእ፤
5 ሰነድ ጨረታ ካብ 23/12/2011ዓ/ም ክሳብ 8/01/2012 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ኣገልግሎት ዕደጋ ዘይምለስ 100.00 ብምክፋል እናመፃእኹም ምውሳድ ትኽእሉ
6 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ 08/12/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይከኣል።
7 እቲ ጨረታ 08/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:45 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ዘለውሉ ብኣካል ዘየለው እውን ዝተማልአ ሰነድ ብምቅራብ ይከፈተለይ እንተይሎም ይኽፈት።
8 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል፤
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-540333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።