ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ጎማ ኣፕሎሰፊሕ ብክሪ | 245/70/R16 | ቁፅሪ | 05 |
1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 9/12/2011ዓ/ም ክሳብ 14/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 በቲ ዕለት 9፡10 ይክፈትይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794ምድዋል ይከኣል፡፡