የትግራይ ባህሊ ማሕበር

ተ.ቁ

ሽም ኣቅሓ

ፓርት ናምበር 

በዝሒ

1

ብሬክ ቡስተር

44610-60540

1

2

ድሕሪት ሻፍት

4231160053

1

1 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድምን ቲን ቑፅሮምን ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ

2. ዝሸጠሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተም ፌርማን ተመሊኡ ዕለት 24/11/2011 ክሳብ 03/12/2011 ክሳብ ሰዓት 5፡00 ጥራሕ ኣብ ናይ ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ የእትዉ

3  እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/12/2012 ሰዓት 8፡30 ይኸዉን

4 እተቕርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

5 ጨረታ መክበሪ ካብ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዝምለስ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዩትሕዙ

6 ዝሰዓረ ዝሰዓሩ ምኻኖም ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት የቕርቡ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሾ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋለ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓወ እዩ

መዛካከሪ - ኩሉ ዝቐርብ ንብረት ኦርጅናል  ጥራሕ ክከዉን ኣለዎ

ኣድራሻና ፡- ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት ሆቴል መነን