መቐለ ሆስፒታል

  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
  2. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 08/ 02 /2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  3. ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
  4. ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር3000  ከትሕዙ ዝክእሉ::
  5. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  6. እቲ ጨረታ ዕለት 17/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
  7. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
  8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢተቀባልነትን የብሉነ::
  9. ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
  10. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::
  11. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ኣቑሑት ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅሪቦም ብመምርሒ ዕዳጋ ስጉምቲ ይዉሰድ
  12. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  13. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ  ::
  14. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
  15. ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125/2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  03 44 40 02 46  ምሕታትይካኣል::