ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።
1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊን ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን : ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ ፣ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ናይ 2011ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
2 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2011 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
3 ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎ፤
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 እናከፈልኩም ካብ 21/09/2011 ዓ/ም እስካብ ዕለት 05/10/2011 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል ፤
5 መክበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ናብ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ዝፍለጥ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000077223208 ኣታዊ ብምግባር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤
6 እቲ ጨረታ 6/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት።
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።
ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / 0344-470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::