1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤
3 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤
4 ናይ ጨረታ መከበሪ 10000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤
5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ ማ.ል.ት ቤት ፅሕፈት ቁፀሪ 430 ክወስዱ ይክእሉ፤
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ፋይናንሻልን ዶክመንትን ማህተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 30/08/2011 ክሳብ 13/09/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤
7 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤
8 እቲ ጨረታ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤