የትግራይ ክልል ከተማ ልማት ንግድና ኢንዱስትርን ቢሮ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ

  • ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ

  • ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ

  • ቫተ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፌኬትን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ

  • ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት እተቕርቡ

  • መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

  • መረጋገፂ ብቅዓት ጋራጅ 3ን ልዕሊኡን ደረጃ ዘለኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

  • ተጫረትቲ ዘይምለስ 30 /ሰላሳ ብር /እናከፈልኩምን ሰነድ ጨረታ ካበ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 49 ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 30/11/2006 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

  • ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ምክባር ብር 3000.00 ሰለስተ ሽሕ ብር ብcpo ከትሕዙ እትክእሉ

  • እቲ ጨረታ ዕለት 30/11/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

  • ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0344418589 ደዊልኩም ክትለክቡና ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር


 

ምስ ሰላምታ


 

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን