አዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ

1 ብዘርፉ ኢሊክትሮ መካኒካል ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ግብሪ ከፈልቲ ዋንኡን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እንተነኣሰ ልዕሊ ክልተ ፕሮጀክትታት ተኪሊ ዘረከበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ንተከላ ዘድልዩ ክሬን ዌልዲንግ መሸን ጀነሬተር ካልኦት መሳርሕታት ከቅርብ ዝክእል

4 ንጨረታ መከብሪን ጨረታ  እነተሸኒፉ ድማ ንመክበሪ ዉከብ ነዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ብር 50 ሽሕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ዘድሊ አማለኡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 እቶም ልዕል ክብሉ ዝተገለፁ እተማልኡ ተጫረቲ ካብ ዕለት 15/02/2019 ኣፍ ክሳብ 25/02/2019 ኣፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ካብ ዝርከብ ናይ ኣዝሚ ስትራክቸር ዕደጋ መመርሒ ምርካብ ትክእሉ

7 ጨረታ ዕለት 25/02/2019 ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 930 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ሰነዶም ዝተማለአ እንተኮይኑ ብዘየለዉሉ ክክፈፈት ይክእል እዩ

9 ትካልና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይ ድማ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል ወይድማ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914727666 ምሕታት ይከኣል