የጉሎ መከዳ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ናይ 2007 /2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዓዉዲ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎ ናይ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም ሒሳብ ዝገበረሉን ዝተገናዘበ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ብመሰረት እዚ ዝተዳወ ዝርዝር ካብ ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 50 ቅርሺ  ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

4 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ንፅሕፈት መሳርሒ :ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ  :መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ሞተርሳይክልን  5000 ቅርሺ ,  ንኣቁሑት ፅሬት : አቁሑት ሕተመት : ፅገና ሞተር ሳይክልን ኤሌክትሮኒክስን ናይ ጉልበት ዋጋ : ናይ ቀዋሚ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር : ናይ ስፓርት ዕጥቅን : ናይ ዳያኑ ደንቢ ክዳን ወይ ከዓ ጋወን 3000 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዙ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

5 ሳንዱቅ ጨረታ 13 መሰከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ  ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከበሉ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን  ምምሕዳር ንብረት ይክፈት እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እንተዳኣ በዓል ኮይኑ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ  : ወረዳ ጉሎ መከዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብ.ቁ ስልኪ  0344340128 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል